August 26, 2026

ዜና ሓሶት ብዛዕባ መርከብ ሽኵሹኳ
ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ሎንደን፡ ዓባይ ብሪጣንያ፡

ብ20 ነሓሰ 2026፡ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን “ባንዴራ ኤርትራ ዝኣርማኣ” መርከብ ጽዕነት ነዳዲ ተጨውያ ተባሂሉ፡ በቶም ሚዛን ኣለዎም ዝበሃሉ ማዕከናት ዜና ከም ሮይተርስ፡ ኤ.ኤፍ.ፒ.፡ ቢቢስን ካልኦትን ከይተረፈ ዝተጋውሐ መጋገዪ ሓበሬታ ብዝምልከት፡ እዚ ዝስዕብ መብርሂ ክህብ ይደሊ። እዚ መስደመም ዜና’ዚ ብብዙሕ መዳያቱ ፋልሶ እዩ፥
1. ኩሎም እቶም ብዛዕባ’ዚ ፍጻመ’ዚ ዘጋውሑ፡ ከም ቀዳማይ ምንጪ ሓበሬታኦም ገይሮም ዝጠቐሱዎ፡ ንትካል ንጥፈታት ንግዲ ባሕሪ ዓባይ ብሪጣንያ (UKMTO) እዩ። ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ቅድም

download

Latest Articles

መልእኽቲ ህዝባዊ ግንባር ብኣጋጣሚ ባሕቲ መስከረም 2026

الفاتح من سبتمبر البدايات وادوبحا

الفاتح من سبتمبر 1961 وتحولت شرارة الكفاح المسلح الى بركان جامح ـ...