October 21, 2022

“ጂኖሳይድ”- ከም ጥበብ ፖለቲካን ፕሮፓጋንዳን

“ህልቂት ህዝቢ genocide፡ ምጽናት ዓሌት ethnic-cleansing፡ ገበናት ኲናት war crimes፡ ገበናት ኣብ ልዕሊ ሰብኣውነት crimes against humanity፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል human rights violation፡ ባርነት slavery፡ ንግዲ ደቂ-ሰብ humman trafficking ወዘተ. ዝብሉ ኣምራት፡ ኣብ ምድረ ኣመሪካን ኤውሮጳን ካልእን ኣብ ልዕሊ ኣህዛብ ዝወረደ በደል ንምግላጽ ዝተዋህቡ ኣስማት ኮይኖም፡ ንኣፍሪቃውያን ምስ ባህሎምን ታሪኾምን ዘይከዱ ጓና ኣምራት እዮም። ቅድሚ ኣማኢት ዓመታት፡ ቀዳሞት ኤውሮጳውያን ሰፋሮ ምድረ ኣመሪካን ካናዳን፡ ሰፊሕ መሬት ንምግባት፡ ደይ መደይ ኢሎም ንሚልዮናት ሰብ-ርስቲ ብኲናትን ዝተፈላለየ ክፍኣትን፡ እንተላይ ቫይረስ-በዲዶ ዘለዎ ኮቦርታ ብሓገዝ እናዓደሉን ሕማም ሸሮኽ እናላብዑን ህዝቢ ዘይኮነ ብዙሓት ዓሌታት ኣህዛብ እዮም ኣጽኒቶም። ካብ ኣፍሪቃ ገላዩ ንምውሳድ ዝፍጽምዎ ዝነበሩ ግፍዒን በደልን ድማ መዳርግቲ ኣይርከቦን።

download

Latest Articles

Briefing by M. Osman Saleh, Minister of Foreign Affairs,...

Ethiopia is not being ‘dragged into war’

ንዓቕሊ ጽበት ሰልፊ ብልጽግና...