December 23, 2023

ጋዜጣዊ መግለጺ
መርገጺ ኤርትራ ኣብ ጸጥታ ቐይሕ ባሕሪ

ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣዝዩ ስትራተጂያዊ ማያዊ መስመር ዓለምና ከም ምዃኑ መጠን፡ ጉዳይ ጸጥታኡን ርግኣቱን ዓቢ ዞባዊን ዓለማዊን ኣርእስቲ እዩ። ነተን መዳውብቲ’ዚ ባሕሪ’ዚ ዝኾና ሃገራት ከኣ ዝያዳ ኣገዳሲ እዩ። ምስ ጂኦ-ስትራተጂያዊ ኣገዳስነት ቀይሕ ባሕሪን ዝተፈላለየ ዓለማዊን ዞባዊን ምሕቋናትን፡ እቲ ጉዳይን ክብደቱን ዘይክሓድ ኮይኑ፡ ንዘላቒ እሙን-ርግኣት ናይዚ ኣህጉራዊ ማያዊ-መገዲ’ዚ፡ ናይ ሃገራት’ዚ ገማግም ኣበርክቶ፡ ወሳኒን መተካእታ ዘይርከበሉን እዩ። ዘድምዕ ጥሙር ጉልበት ምፍጣር ድማ፡ ምስ ንጹር ስትራተጂን ውርጹጽ ውጥንን፡ ግዜን ዕቱብነትን ጸጋታትን ይሓትት። ኣብ ነንበይኖም እዋናት ክፍተኑ ዝጸንሑ ምውስዋሳት፡ እንተላይ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ብሃገራት ቀይሕ ባሕሪ ዝካየድ ዘሎ ሓባራዊ ልምምድ ከኣ፡ ናብዚ ሸቶ’ዚ ዝዓለሙ እዮም። ናይ ኤርትራ መርገጺን ኣመለኻኽታ

download

Latest Articles

Statement by Foreign Minister Osman Saleh on UN Day

መቕድም ምእንቲ.ሃገር ካብ ናቕፋ ናብ ናቕፋ

ፖሊሲ ኤርትራ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃን ደቡባዊ ቀይሕ...