December 23, 2023

ጋዜጣዊ መግለጺ
መርገጺ ኤርትራ ኣብ ጸጥታ ቐይሕ ባሕሪ

ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣዝዩ ስትራተጂያዊ ማያዊ መስመር ዓለምና ከም ምዃኑ መጠን፡ ጉዳይ ጸጥታኡን ርግኣቱን ዓቢ ዞባዊን ዓለማዊን ኣርእስቲ እዩ። ነተን መዳውብቲ’ዚ ባሕሪ’ዚ ዝኾና ሃገራት ከኣ ዝያዳ ኣገዳሲ እዩ። ምስ ጂኦ-ስትራተጂያዊ ኣገዳስነት ቀይሕ ባሕሪን ዝተፈላለየ ዓለማዊን ዞባዊን ምሕቋናትን፡ እቲ ጉዳይን ክብደቱን ዘይክሓድ ኮይኑ፡ ንዘላቒ እሙን-ርግኣት ናይዚ ኣህጉራዊ ማያዊ-መገዲ’ዚ፡ ናይ ሃገራት’ዚ ገማግም ኣበርክቶ፡ ወሳኒን መተካእታ ዘይርከበሉን እዩ። ዘድምዕ ጥሙር ጉልበት ምፍጣር ድማ፡ ምስ ንጹር ስትራተጂን ውርጹጽ ውጥንን፡ ግዜን ዕቱብነትን ጸጋታትን ይሓትት። ኣብ ነንበይኖም እዋናት ክፍተኑ ዝጸንሑ ምውስዋሳት፡ እንተላይ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ብሃገራት ቀይሕ ባሕሪ ዝካየድ ዘሎ ሓባራዊ ልምምድ ከኣ፡ ናብዚ ሸቶ’ዚ ዝዓለሙ እዮም። ናይ ኤርትራ መርገጺን ኣመለኻኽታ

download

Latest Articles

ለናይ ሰልፍ መ ዓርክ 60ታት 18ይ ክፈል

ለናይ ሰልፍ መዓርክ 60ታት 17-ይ ክፈል

ለናይ ሰልፍ መዓርክ 60ታት (16ይ ክፋል)