April 5, 2022

ጋዜጣዊ መግለጺ

ዩክሬን ከም ገንሸል

ዘሎናዮ ግዜ፡ ሓደገኛ ግዜ’ዩ። ኲናት ዩክሬን ዘስዕቦ ዘሎ ሓዘንን ስቅያትን፡ ብኣጋኡ ክግታእ ዝኽእል ዝነበረን ክግታእ ዘለዎን’ዩ። እቲ ዝያዳ ዘስግእ፡ ዓለምና ኣብ ኣፈፌት ገዚፍን ሓደገኛን ዕንወትን መቕዘፍትን ትርከብ ምህላዋ’ዩ። ስግኣትን ተኽእሎን ለበዳ ናይ’ዚ መዓት’ዚ ድማ፡ ኣቃሊልካ ዝርአ ኣይኰነን። ቅልውላው ዩክሬን፡ ሕጂ ዝነተጐ ኣይኰነን። ቅድሚ 30 ዓመታት ኣቢሉ፡ በቶም “እንኮ-ቁጥባዊ ዓለማዊ ስርዓት ከነንግስ ኢና” ኢሎም ዝተበገሱ ሓይልታት ሃይመናን ጭፍለቓን ዝተኣወጀ’ዩ። ኣብ’ቲ እዋን’ቲ ነቲ

download

Latest Articles

رسالة الجبهة الشعبية بمناسبة الفاتح من سبتمبر 2026

መልእኽቲ ህዝባዊ ግንባር ብኣጋጣሚ ባሕቲ መስከረም 2026

الفاتح من سبتمبر البدايات وادوبحا