January 22, 2025

ጋዜጣዊ መግለጺ

ትግባረ ስምምዕ “ምቊራጽ ተዅሲ ቓዛ” ጀሚሩ ኣሎ። ህዝብን መንግስትን ኤርትራ፡ ነቲ ሓድሽ ዘይኰነ ታሪኻዊ ምሕዝነቶም ምስ ህዝቢ ፍልስጤም ዳግም እናረጋገጹ፡ ዮሃና ፍልስጤም! ይብሉ።
ኣብ 21 ዘመን፡ መዘና ብዘይርከቦ መስዋእትን ጽንዓትን፡ መሰል ሓርነትን ናጽነትን ህዝቢታት ብሓይሊን ብድዐን ከምዘይሰዓር ዘመስከረ ህዝቢ ፍልስጤም፡ ናይ ሓዋሩ ሃንቀውታኡ – ናጻ ሃገረ ፍልስጤም ምእንቲ ክርእይ ህዝብን መንግስቲን ኤርትራ ናይ ኩሉ ፍትሓዊ ደገፍ ኪወሃቦ ይጽውዑ።

ዓወት ንሓፋሽ!
ሚኒስትሪ ዜና 19 ጥሪ 2025

Latest Articles

ወግዒ ታሪኽ ፈንቅል – ቅያ ኣናብስ

العلاقات السودانية ـ الارترية شراكة راسخة تتجاوز الجغرافيا...

ዝምድና ሱዳንን ኤርትራን ክንዮ ጂኦግራፍ፡ ኣብ ሓባራዊ...