June 15, 2019

ጽሓፊ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን

ተጋዳላይ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ
ብኣጋጣሚ መዓልቲ ሰማእታት፡ ነፍስኻ እትውከሰሉን እትግምግመሉ መዓልቲ፡ ምስ ሰማእታት ዝመቐረ፡ ዝጸበቐን ዝመረረን ሂወት ኣሕሊፈ፡
ኣብ ሰውራ ቀዳማይ ዝርአኹዎ ስዉእ ኣብ 1967 እዩ፡
ንሕና ቅኑዕ መኣዝን ሒዝና ንጉዓዝ ኣሎና!
ድሌት ክቡር ህዝብና ዘማልእ ክውንነት ንምፍጣር ንቅድሚት ንመርሽ!!

መርበብ ሓበሬታ ማእከል እስትራተጂያዊ መጽናዕቲ ኤርትራ ብኣጋጣሚ 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ምስ ጽሓፊ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ተጋዳላይ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ቃለ መጠይቕ ኣካይዱ። ንሱ ኣብ ቃለ መሕትቱ፡ መዓልቲ ሰማእታት ሕድሪ ጀጋኑ ሰማእታት ክሳብ ክንደይ ፈጺምና ነብስና እንግምግመሉን ካብ ሕሉፍ ትምህርቲ እንቀስመሉን ናይ ቀረባን ርሑቕን እስትራተጂ እንስእለሉን ኣጋጣሚ ምዃኑ ኣዘኻኺሩ። ካብ’ቲ ብዙሕ ቅያታት እተፈጸመሉ ሃብታም ታሪኽ ሰውራ ኤርትራ ስለምንታይ 20 ሰነ ከም መዓልቲ ሰማእታት ተመሪጻ ድማ…

download

Latest Articles

The Midas and Lycaon Curses: A Fatal Ambition

ባሕቲ መስከረም 1961 ቁልዒ ዕጥቃዊ ቃልሲ ናብ ደምሳሲ...

Cableway in Eritrea: its History and Prospects for its...