October 13, 2017

ፖለቲካ ሃይማኖታት

ሓዳስ ኤርትራ
7 ጥቅምቲ 2017
ኣብ ታሪኽ ፖለቲካ ደቂ-ኣዳም ሓድሽ እኳ እንተዘይኰነ፡ ኣብዚ መዋእል’ዚ፡ ዓለምን ሕብረተሰባትን ዘናውጽ ዘሎ፡ ከም ስግኣት ሰላምን ድሕነትን ዓለም’ውን ሻቕሎት ሓያላትን ድኹማንትን ኰይኑ ዘሎ፡
ብስም ሃይማኖት ዝፍጸም ሽበራዊ በደልን ነውጺን ህልቂትን ዕንወትን እዩ። ማዕረ ክብደቱ ከኣ፡ እቲ ጉዳይ ቅኑዕ መረዳእታን ዕቱብ ኣተሓሕዛን ዝሓትት’ዩ።

Latest Articles

رسالة الجبهة الشعبية بمناسبة الفاتح من سبتمبر 2026

መልእኽቲ ህዝባዊ ግንባር ብኣጋጣሚ ባሕቲ መስከረም 2026

الفاتح من سبتمبر البدايات وادوبحا