October 19, 2025

ፖሊሲ ኤርትራ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃን
ደቡባዊ ቀይሕ ባሕርን

ብዶ/ር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ

ሀ- ጂኦ-ፖለቲካውን ጂኦ-እስትራተጂያውን ናይ ወጻኢ ፖሊሲ ኤርትራ
ናይ ወጻኢ ፖሊሲ ኤርትራ ብሸውዓተ ጂኦ-ፖለቲካውን ጂኦ-እስትራተጂያውን ክሊታት ዝግዛእ እዩ። ንሱ ኸኣ፦
1-ሃገራዊ ክሊ
2-ክሊ ቀርኒ-ኣፍሪቃ
3-ክሊ ቀይሕ ባሕሪ
4-ክሊ ፈለግ ናይል
5- ክሊ ዞባ ወሽመጥ ዓረብን ፋርስን
6- ክሊ ኣፍሪቃ
7- ኣህጉራዊ ክሊ

download

Latest Articles

Eritrea – EU Ties of Cooperation: Past Trajectory and...

Scaling Water Security

Expanding the Blue Economy: Substantial Growth in...