January 7, 2023

ሂስተርያ ባዶነት

“ኣብ ሕቚፊ ህዝቡ ዝመውቕ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ ንቀንጠብጠብ ተደናደንቲን ዓንደርቲን ዝእድብ ቅያ ስርሒታት ጸረ-መጥቃዕቲ ኣመስኪሩ፣” ናይ ዝሓለፈ ክልተ ዓመት ከንቱ ዕንደራ ውርደት ጐሲሙ፡ ብውዕል ዕጥቂ ምፍታሕ ከተያ ምስ ተገብረሉ፡ ከምቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት ዝበሎ፡ “ሂስተርያ ቅርሕንታዊ ተጻብኦ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ” ይዓርግ ኣሎ። ጀፍሪ ፈልትማን፡ ብ26 ታሕሳስ 2022፡ ኣብ መጽሔት “ፎረይን ኣፈይርስ” (Foreign Affairs) ኣብ ዘስፈሮ ሓደ ዓንቀጽ ጥራይ፡ ስም ኤርትራ 30 ግዜ፡ ስም ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ድማ 25 ግዜ ደጋጊሙን ኣምሪሩን ብምጥቃስ፡ ዝተሰምዖ ጓሂ ከንፍስ ሃቂኑ። ፈልትማን፡ ቅልውላው ኢትዮጵያ ከመሓድር፡ ዓንደርቲ ዓቕሚ ኣብ ምጽንቃቖም ትንፋስ ክሰዃዓሎም ተባሂሉ፡ “ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ” ተሸይሙ ዝነበረ፡ ተልእኾኡ ከይሰመረ፡ ብሓድሽ ልኡኽ ተተኪኡ…

download

Latest Articles

Briefing by M. Osman Saleh, Minister of Foreign Affairs,...

Ethiopia is not being ‘dragged into war’

ንዓቕሊ ጽበት ሰልፊ ብልጽግና...