November 5, 2016

ሌላ መሰረታውያን ሕግታት ምስ ህዝቢ

ሌላ መሰረታውያን ሕግታት ምስ ህዝቢ

ብዛዕባ’ቶም ንትግባረ ድሉዋት ኮይኖም ዘለዉ መሰረታውያን ሕግታት ምስ ህዝቢ ንምልላይ፡ ከምኡ’ውን ኣፍልጦ ህዝቢ ኣብ ሕጊ ናይ ምዕባይ መደባት፡ ሚኒስትሪ ፍትሒ ንዝጅምሮ ዘሎ ኣስተምህሮ ብዝምልከት፡ ሚኒስተር ፍትሒ ፎውዝያ ሃሽም ዝሃበቶ መብርሂ – እነሆ፦

ሕቶ፡ ብቐጥታ ናብቲ ዝርዝራት ቅድሚ ምእታውና፡ ናይ’ቲ እነልዕሎ ዛዕባታት ድሕረ ባይታዶ ከተትሕዝና።
ቅድሚ ሕጂ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጋጣሚታት ክግለጽ ከም ዝጸንሐ፡ ዕላማን ንጥፈታትን ሚኒስትሪ ፍትሒ ምስቲ ብደረጃ ሃገር ሒዝና ንሰርሓሉ ዘለና ናይ ለውጥን ዕብየትን መደባት ዝሳነን ምስኡ ኣተሓሒዝና ክንርድኦ ዘለናን ኢዩ። ሚኒስትሪ ፍትሒ ክሰርሓሉ ዝጸንሐ መደብ ርሑው፡ ብቑዕን ስሉጥን ኣገልግሎት ሕጊ ምርግጋጽ ኢዩ። ርሑውነት ኣገልግሎት ልዕሊ ኩሉ ጅኦግራፍያዊ ዝርግሐ ምህላው ማለት ኢዩ። ህዝቢ ኣኣብ ከባቢኡ፡ ኣብ ዝተወሰነ ርሕቀት ፍትሒ ዝረኽበሉ ትካላት ምውዳድ። ብርሕቀት ቦታ ካብ መሰሉ ዝተረፍ፡ ኣብ ከባቢኡ ናይ ሕጊ ትካላት ሰለ ዘይረኸበ ተበዲሉ ትም ኢሉ

Latest Articles

بيان صحفي: الاعتراف المزعوم بـ ” أرض الصومال”

Interview with Ms. Nahla Valji, UN resident coordinator...

أفورقي: إعادة تموضع السعودية في البحر الأحمرضرورة استراتيجية لا...