January 25, 2020

ሓባራዊ ዘተ
መበቈልን ዝምድናታትን ሴማውያን
ፊደላትን ቋንቋታትን ኤርትራ

ብዶ/ር ተስፋይ ተወልደ

1
ፊደላት ሴማውያን ቋንቋታትኤርትራ

መበቈለን ንምፍላጥ ሊቃውንቲ ዝጥቀምሉ ሜላ እንታይ እዩ?ሊቃውንቲ ስነ-ቋንቋ ነተን ፊደላት ናብ ዝተፈላለያ ጨናፍር ንምምዳብ ወይ መበቈለን ንምልላይ ዝጥቀምሉ ሜላ ወይ መለክዒ ቅርጺ ፊደላት እዩ። ንኣብነት ኣብ ገሊኡ ጨናፍር ፊደል ‘ተ’ናይ ‘ተ’ ቅርጺ ኣለዋ። ኣብ ገሊኡ ጨናፍር ግን ናይ ‘x’ ኣለዋ። ንቛንቋታትና ብዝምልከት ግና እቶም ሊቃውንቲ ነዚ መለክዒ’ዚ ኣብ ግምት ዘእትዉ ኣይመስሉን። መምህር ስነ-ቛንቋ ዶ/ር ተስፋይ ተወልደ፡ “መበቈልን ዝምድናታትን ሴማውያን ፊደላትን ቋንቋታትን ኤርትራ” ኣብ ዝብል ኣርእስቲ፡ ኣብ ኣዳራሽ ዳዕሮ (ጁንየር ክለብ) ንመደብ ሓባራዊ ዘተ ምርምራዊ ወረቐት ኣቕሪቡ ነይሩ። ጽማቝ ትሕ ዝቶ ናይቲ ኣብ ክል ተ ክፋላት ዝቐረበ ወረቓቕቲ፡ መጽሔት መንእሰይ ንንባብ ይጥዕም’ዩ ብዝበለቶ ኣገባብ ኣቕሪባቶ ኣላ። ጸኒሕና ከም እንርእዮ፡ ፊደላትና ከም ጽግዕተይናታት ናይ ካልኦት ፊደላት እምበር፡ ከም ርእሰን ዝኸኣላ ፊደላት ኣይቍጸራን። ደቂ መን ምዃነን እውን ብርግጽ ዝፍለጥ…

download

Latest Articles

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ንልክዕ መረዳእታ