December 17, 2021

ሓተታ
ዘመተ ምዕብላዂ ሓቂ

Shabait.com
ብ10 ታሕሳስ 2021፡ ሓደ ካብ መራሕቲ ጃንዳ ወያነ፡ ኣብ ማዕከን ዜና ናይቲ ክልል መደብ ቋንቋ ትግርኛ ቀሪቡ፡ ኣመሪካውያን፡ ወያነ ካብ ትግራይ ወጺኡ ነቲ ውግእ ናብ ካልኦት ከባቢታት ከልሕሞን ኣዲስ ኣበባ ብምእታው ምስ ካልኦት ፓርቲታት ልፍንቲ ክፈጥርን ይድርኽዎም ምንባሮም ብምግላጽ፡ ነቲ ብህልቂት ህዝቢ ትግራይ ክካየድ ዝጸንሐ ዕቡድ ወተሃደራዊ ዕንደራ፡ ብድሕሪት ኮይኖም ዝድፍእዎ ዝነበሩ ወገናት መን ምዃኖም ግርም ገይሩ ኣቃሊዑዎ።
እቲ መግለጺ፡ ጃንዳ ወያነ፡ ንባዕሉ ግዳይ ናይቲ ብቡራኬ ኣመሪካን ኤውሪጳን ዝፈጸሞ፡ ፋይዳ ዘይተረኽቦ ዕንደራ ከምዝኾነ፡ ንህዝቢ ትግራይ ንምእማን ዝዓለመ እዩ።
እዚ፡ ሓድሽን ዘገርምን ዜና ኣይኮነን። ብብዙሕ መለክዒታት፡ ኣቐዲሞም ብእተጋህዱ ፍጻመታትን እውን ተደጋጊሙ ዝተረጋገጸ ስለዝኾነ።
ከም ዝዝከር፡ ኣብ 2018፡ ወያነ ብቑጥዐ ህዝቢ ኢትዮጵያ ካብ ስልጣን ምስ ተባረረ፡ ሓድሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ምስ ኤርትራ ሰላምን ምሕዝነትን ክፈጥር ምንቃዱ፡ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ጥራይ ዘይኮነ፡ ኣብ መላእ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ትስፉው ምዕራፍ ኣቐልቂሉ እዩ። እቲ ብኣገዛዝኣ ወያነ ምሒር ዝተዳህከ ህዝቢ ትግራይ’ውን ከም ኣካል ህዝቢ ኢትዮጵያ፡ ካብቲ ዝተፈጥረ ሰላም ብዙሕ ክረብሕ ምሉእ ዘይጉዱል ዕድል

download

Latest Articles

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ንልክዕ መረዳእታ