December 15, 2022

ሓድጊ ጸቢብ ፖለቲካ

ኢትዮጵያ፡ ኣብ 27 ዓመታት ዘመነ ስልጣን ሓደ “መሪሕነት ተራ ብሄርና’ዩ” ኢሉ ዝነቐለ ጸቢብ ጉጅለ፡ ውልዕ ጥፍእ ብዝብል ግን ከኣ ዘየቋርጽ እንዳዊ፡ ቀቢላዊ፡ ዓሌታዊን ክልላዊን ግጭታት እናተቐልወት ዝመጽአት ሃገር’ያ። ኣብ 2018 ዝተበገሰ ናይ ዕረያ መስርሕ ንምዂላፍ ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ዓመት ዝተኻየደ ናይ ውክልና ኲናት (proxy war) ከይኣክል ድማ፡ በዚ ተረኛ ጉጅለ’ዚ ደይ መደይ ኢልካ ኣብ መንጎ ኣሕዋት ህዝብታት ዝተዀስኰሰ ጽልኢን ምትፍናንን በብዂርናዑ እናነተጐ ዘሕዝን መቕዘፍቲን ሰብኣዊ ቅልውላውን ከስዕብ ይርአ ኣሎ። ቅድሚ 37 ዓመታት፡ ኣብ እዋን ቃልሲ ንናጽነት፡ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ፡ ኣብ ጥሪ 1985 ዘውጽኦ ናይ ፖሊሲ መግለጺ፡ ነዚ ሕጂ ኢትዮጵያውያን ገጢምዎም ዘሎ ጸገም ከሎ ገና ኣፍኢምዎ ነይሩ። ናይ ሽዑ መግለጺ ህ.
.፡ ተቓወምቲ ሓይልታት ኢትዮጵያ፡ ኣብ ሕቶ ብሄራት ኢትዮጵያን ኣፈታትሓኡን ቅኑዕ መረዳእታ ሒዞም፡ ብሓላፍነታዊን

download

Latest Articles

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ንልክዕ መረዳእታ