December 17, 2021

“ሕግታት ኤርትራ ጸጋታት ብዙሕነትን
ምክብባርን ዝሓቖፉ፡ መለኮታዊ
ሓይሊ ዘለዎም እዮም”
ሚ/ር ፍትሒ ወ/ሮ ፈውዚያ ሃሺም

ሺሃብ ኣርኣያ
ሚኒስትሪ ፍትሒ፡ “ሕግን ህንጸት ሃገርን” ብዝብል ቴማ፡ ካብ 6 ክሳብ 11 ታሕሳስ ብዓይነቱ ፍሉይ ዝበለን ዝተፈላለዩ መደባት ዝሓዘለን ‘ቅነ ሕጊ’፡ ምክያዱን ይፍለጥ። ቀንዲ ዕላማ’ዚ ኣብ ሕጋዊ መዳያት ዘተኰሩ ሰሚናራት፡ ዓውደ መጽናዕቲታት፡ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ዜጋታትና ዝተሳተፍዎ ሓበራዊ ዘተ፡ ነጻ ኣገልግሎት ምኽሪ ሕጊ፡ ምርኢታትን ካልኦት ኣዛነይቲን ማሕበራዊ ንጥፈታትን ዝነበሮ፡ ሰፊሕ ተሳታፍነት ህዝቢ ዝተንጸባረቖ ዕዉት ቅነ፡ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ናጽነት ዝወጽኡን፡ ብተሳታፍነት ህዝቢ ክምስርሑ ዝጸንሑን፡ ሕላገት ክብርን መንነትን ህዝቢ ኤርትራ ዝዀኑ ሕግታት፡ ካብ ህዝቢ መልሰዕንጋለ ንምርካብ’ዩ ኔሩ። ብዛዕባ’ዚ ቅነን ምስኡ ዝተኣሳሰሩ ጉዳያትን ምስ ክብርቲ ሚኒስተር ሚኒስትሪ ፍትሒ ወ/ሮ ፈውዝያ ሃሺም ዝተኻየደ ቃላመሕትት ይስዕብ።

download

Latest Articles

Eritrea at 35: Honouring Independence, Building...

መበል 35 ዓመት በዓል ናጽነትን ሓርነትን ዮሃና ነዚ...

في الذكرى الـ 35 للتحرير والاستقلال التحية لهذا الشعب وذاك الجندي...