July 8, 2017

መልሲ ንጽሓፊ “ኣልኣህራም” ዓጥያ ዒሰዊ
ኣብ ዱሜራ ሽግር የለን

ዶ/ር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ

ዳይረክተር ማእከል እስትራተጂያዊ መጽናዕታት ኤርትራ

ሓበሬታ : እዚ ዝስዕብ ብቛንቋ ዓረብ ዝቐረበ መልሲ፡ ናብ ኣሳናዳኢ ጋዜጣ ኣል ኣህራም፡ ብኽልተ ሓምለ 2017 ከም ዝተላእክ ንሕብር።

ስታዝ ዓጥያ ዒሰዊ ብ25 ሰነ 2017 ተሓቲማ ኣብ ዝወጸት ጋዜጣ “ኣልኣህራም” ኣብ ኩርናዕ “ጉዳያትን ርእይቶታትን” “ሽግር ዱሜራ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ሓደ ዓንቀጽ ጽሒፉ ነይሩ። እቲ ዘሕዝን እቲ ዓንቀጽ ብዙሕ ታሪኻዊ፡ ፖለቲካውን ሕጋውን ጌጋታት ዝመልኦ ብምዃኑ መልሲ ክወሃቦ ግድን ስለዝኾነ ጋዜጣ ኣልኣህራም ንጽሑፈይ ኣብ ዓምድታታ ከተስፍሮ ይሓቲት ።

Latest Articles

ንልክዕ መረዳእታ

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ሓጺር መብርሂ ብዛዕባ ዝምድና ኤርትራን ሩስያን