October 26, 2025

መቕድም
ምእንቲ.ሃገር
ካብ ናቕፋ ናብ ናቕፋ

ብነጉሰ ገብረመስቀል
መቸም ኩሉ ዝሓለፍ ዝነበረ ኣይመስልን’ዩ። እቲ ሎሚ ዘሎ’ውን ጽባሕ ብርግጽ ዘይነበረ ክኸውን’ዩ። እቲ ኣነ ዘርከብኩሉ ወለዶ፡ ነቲ ኸቢድ ጾር ናጽነት ኣብ መፈጸምታኡ ንኸብጽሕ ዝሓለፎ መከራ ብዝግባእ እንተዘይተጻሒፉን እንተዘይተሰኒዱን፡ እቲ ኹሉ ዝሓለፈ ትንፋስ፡ ወፍሪ ጥምዘዛ ታሪኽ ኣሰኒፍዎ ዝሕሓለፈ ኣይክመስልን’ዩ።
ኣብ ሜዳ- ህ.
.ሓ.ኤ ኸለኹ ዘተሓሳስበኒ ዝነበረ ጉዳይ እዩ። በዛ ንእሽቶይ ዓቅመይ “ዝኣመነት ልቢ”፡ ”ሴፍ”ን ከምኡ ድማ እዛ ሎሚ ዓብያን ሰፊሓን ዘላ “ካብ ናቅፋ ናብ ናቅፋ” ዘርእስተን ሰለስተ ጹሑፋት፡ ህዝባዊ ግንባር ኣብ ዘዳለዎ ናይ ስነ-ጽሑፍ ውድድርን ኣብ ካልእን ኣቕሪበ ነይረ።

download

Latest Articles

Ethiopia: Belligerent Agenda of Regional Destabilization

الأجندة الأثيوبية لزعزعة الاستقرار الإقليمي

تدمير جبهة نادو وتحرير مدينة أفعبت في 19 مارس 1988 ابعاد ودلالات...