November 16, 2019

መኸተ
ካልኣይ ገድሊ ንምክልኻል ሃገር

መቕድም
ኣሕተምቲ ሕድሪ፡ ነቲ ካብ ግንቦት 1998 ክሳዕ ሰነ 2000፡ ናጻ ኤርትራ ገና እግራ ከይደልደለ፡ ብ ረዚን መ ስዋእቲ ዘረጋገጸቶ ሃገራ ዊ ልኡላው ንት ትርጉም ኣልቦ ንም ግባር ዝተፈተነ ሰለስተ ገዚፍ ወ ራ ራ ት ስርዓት ወያነን ነዚ ወራራት`ዚ ኣብ ም ፍ ሻል ደጊሙ ዝተመ ስከረ ጅ
ንነታዊ መ ኸ ተ ህዝ ቢ ኤርትራን ሓ ይ
ታት ም ክልኻሉን ንምንጽብራቕ፡ እዛ “መ ኸ ተ ፡ካልኣይ ገድሊ ንምክልኻል ሃገር“ ዘርእስታ ታ ሽዐይቲ ቅጺ “ዛንታታት ተመኲርሮ ገድሊ “ ናብ ኣንበብቲ ይዝ ርግሕ ኣሎ።
ታሪኽ ወራር ወያነ ብግዜ ሓጺር ይዂን እምበር፡ ብዙሕ ንዝተሓላለኸ ንፓለቲካዊ፡
ድፕሎማሲያዊ ንወተሃራዊን ፍጻመታ ዝሓቘፈ እዩ ። ብስነ-መጎት ሓይሊ፡ ዓ መጽ ክነግስ ዘንቀድ ፡ከቢድ ቊጣባዊ ዕንወትን ምምዝባልን ብዘስዓበ ኲናት ድማ`ዩ ነይሩ።

download

Latest Articles

ንልክዕ መረዳእታ

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ሓጺር መብርሂ ብዛዕባ ዝምድና ኤርትራን ሩስያን