September 22, 2023

መደረ ሚኒስተር ኣረፋይነ በርሀ
ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ስርናይን ዕፉንን

ብመጀመርታ፡ ንኹሉኹም ተጋባእቲ፡ ብሕልፊ ኸኣ ነቶም ካብ ደገ ዝመጻእኩም፡ ናብዚ ዝቃናዕ ዘሎ ቀዳማይ ዋዕላ ስርናይን ዕፉንን እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም ክብለኩም እፈቱ። እንተዀነ፡ ሎሚ ዓመት፡ “ዓመተ ስድራ ቤት ብልቱግ፡ ዳጉሻ ከምኡ’ውን እቲ ምስኦም ዝዛመድ መሸላ” ስለዝዀነ፡ ብዛዕባኦም ቁሩብ ክብል ኣፍቅዱለይ። ኣብ ኤርትራ፡ እቲ ብዝሰፍሐ ዝዝራእን ዝሃልኽን እኽሊ፡ መሸላ እዩ። ብልቱግን ዳጉሻን’ውን ዝውቱራት እዮም።እዞም ኣእካል እዚኣቶም፡ ንዘመናት ሕመረት ስልጣነ ወዲ ሰብ ብምዃን፡ ንብዙሓት ኣህዛብ ክምግቡ ጸኒሖም። እዞም ኣእካል፡ ብመኣዛዊ ትሕዝቶኦም፡ ተጻዋርነቶም ንዝተፈላለየ ክሊማ፡ ከምኡ’ውን ምጡን ማይን ካልእ እትዋትን ዝጠልቡ ስለዝዀኑ፡ ዝያዳ ኣገደስቲ ይገብሮም።

download

Latest Articles

መጅልስ አምን ወለዛልም ቀራራቱ ድድ ኤረትርየ

Keynote Address of Minister Fawzia Hashim at the...

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...