October 3, 2024

መደረ ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕ ኣብ መበል
79 ኣኼባ ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት

ክቡር ፊልሞን ያንግ – ፕረዚደንት መበል 79 ኣኼባ ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት፡ ክቡር ኣንቶንዮ ጉተረሽ – ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት፡ ዝኸበርኩም ወከልቲ ሃገራትን መንግስታትን፡ ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን እዚ ኣኼባ ሓፈሻዊ ባይቶ፡ ኣብ ኣገዳሲ መድረኽ ምስግጋር ዓለማዊስርዓት’ዩ ዝጋባእ ዘሎ። ቅድሚ ናብ’ቲ ቀንዲ ኣርእስቲ ምእታው ድማ፡ ሓጺር ድሕረ-ባይታኣዊ ክወና ንምሃብ፦ ቅድሚ ሓደ ዘመን፡ ድሕሪ 1ይ ዓለማዊ ኲናት ኣብ ጥሪ 1920፡ ‘ማሕበር ሃገራት’ (league of Nattions) ክምስረት ከሎ፡ “ዓለማዊ ሰላም” ንምንጋስ ተባሂሉ’ዩ ተበጊሱ። ‘ማሕበር ሃገራት’ ከድምዕ ስለዘይከኣለ፡ 2ይ ዓለማዊ ኲናት

download

Latest Articles

Men’esey November 2025 Men’esey Magazine

طرح الموضوع مباشرة بدلاً من المراوغة…!!!

Statement by Ambassador Salih Omar Abdu at the 7th...