October 10, 2015

መደረ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣብ ኣኼባ ውድብ ሕቡራት ሃገራት

መደረ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣብ ኣኼባ ውድብ ሕቡራት ሃገራት

መበል 70 ስሩዕ ኣኼባ ሓፈሻዊ ባይቶ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብ3 ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ኒውዮርክ ተጋቢኡ ነይሩ። ኣብቲ ኣኼባ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ዘቕረቦ መደረ እንሆ፦
ዝኸበርካ ፕረዚደንት፡
ፈለማ፡ ኣብ’ዚ መበል 70 ስሩዕ ኣኼባ ሓፈሻዊ ባይቶ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ፕረዚደንት ኴንካ ብምምራጽካ፡ “እንቋዕ ሓጎሰካ” ክብለካ ባህታ ይስመዓኒ። ንኽቡር ሚስተር ሳም ኩቴሳ’ውን፡ ስለ’ቲ ንዕማማት መበል 69 ስሩዕ ኣኼባ ሓፈሻዊ ባይቶ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ምስላጥ ዝገበሮ ዝነኣድ ጻዕሪ ኣድናቖተይ እገልጸሉ።
ክቡር ፕረዚደንት፡
ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን፡
ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ሰላም፡ ፍትሒን ምዕባለን ንኹሉ፡ ንሓበራዊ ረብሓ ብሓባር ምዕያይ. . . ዝብሉ መብጽዓታት ሒዙ ካብ ዝውለድ 70 ዓመት ኣብ ዘቑጸረሉ እዋን፡ ፍትሕን ማዕርነትን ኣብ ዘይብላ፡

Latest Articles

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ንልክዕ መረዳእታ