September 27, 2022

መደረ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ
ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ኣብ መበል
77 ጉባኤሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት
26 መስከረም 2022 ኒውዮርክ

ክቡር ፕረዚደንት
ክቡራት መራሕቲ ሃገራትን መንግስታትን
ክቡራት ተሳተፍቲ

ፈለማ፡ ፕረዚደንት መበል 77 ኣኼባ ሓፈሻዊ ባይቶ ኴንካ ብምምራጽካ ዮሃና ክብል ኣፍቅደለይ። ከምኡ’ውን ክቡር ዓብደላ ሻሂድ ኣብ መበል 76 ጉባኤ ንዘርኣዮ ዕዉት መሪሕነት ዮሃና እብል።
ዓመታዊ ኣኼባ ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት፡ “ነጥበ-መቐይሮ፡ ሱር-በተኻዊ ፍታሕ ንጥንግናግ ብድሆታት” ብዝብል ቴማ፡ ኣብ ኣዝዩ ኣተሓሳሳቢ፡ ዓሚቝን ዝተወሳሰበን ብድሆታት ዝተኸስተሉ እዋን ይካየድ ኣሎ። ጽልዋ ናይዚ ብድሆታት’ዚ፡ ኣብ ኩሉ ኵርናዓት ዓለምና ዘንጸላሉ ዘሎ እዩ።
ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ዓመትን ፈረቓን ለበዳ ኮቪድ 19 ብደረጃ ዓለም ገዚፍ ሰብኣዊ ክሳራ ምውራዱ ዝፍለጥ’ዩ። ዘቤታዊ ምንቍልቋል ቁጠባን ኣህጉራዊ ሕጽረት ቀረባትን ስለዘስዓበ

download

Latest Articles

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ንልክዕ መረዳእታ