October 5, 2019

መደረ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ
ኣቶ ዑስማን ሳልሕ
ኣብ መ በል 74 መ ጋባእያ ሓ ፈሻዊ ባይቶ ሕቡ ራት ሃገራ ት 30-9-2019

ዝኸበርካ ፕረዚደንት
ዝኸበርካ ዋና ጸሓፊ
ዝኸበርኩም መራሕቲ ሃገራትን መንግስታትን
ዝኸበርኩም ተጋባእቲ
ናይ ሎሚ ዓመት ኣኼባ ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት፡ ንቐርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ኣዝዩ ተስፋ ዘለዎ ግዜ ይካየድ ኣሎ። ዝጸንሐ ናይ ዘቤታውን ዞባውን ግጭታትን ጎንጽታትን እዋን፡ ብውሽጣዊ ጸዓትን ዞባዊ ምትሕብባርን ብእወታዊ ምዕባለታት ይትካእ ኣሎ። ኣብ ኣህጉራዊ መዳይ፡ ዘሎናዮ እዋን ኣዝዩ ተኣፋፍን ተነቃፍን እዩ። ድሕሪ ኣስታት ርብዒ ዘመን፡ ምስ ምብናን እንኮ- ቐጽራዊ ግሎባዊ ስርዓት፡ ከምኡ’ውን ምግልባጥ ቁጠባዊ ሚዛን ሓይልታት ዘኸተሎ ጽዕጹዕ ውድድርን ነውጺታትን፡ ዓለምና ኣብ ቀራና-መገዲ ንሓድሽ ዓለማዊ ስርዓት ኣብ እትርከበሉ እዋን ዝካየድ ዘሎ ናይ ሎሚ ዓመት መጋባእያ፡ ኣገደስቲ መልእኽትታት ከመሓላልፍ ትጽቢት ዝግበረሉ እዩ። ኣብ ውሽጢ’ዚ ርብዒ ዘመን፡ ኣብ ኣፍሪቃ ብሕልፊ፡ ጸጋታት’ዚ ክፍለ-ዓለም ብዘይንሕስያ እናተዘምቱ፡ ምስናይ’ቲ “ግጭታት ምውጋድ”፡ “ግጭታት ምፍታሕ” እናተባህለ ዝጭደረሉ ባዶ መብጽዓታት፡ ቅልውላዋት እናተራብሑን እናኸፍኡን ከይዶም፡ ሓደ ቢልዮን ህዝቢ ዝያዳ

download

Latest Articles

ንልክዕ መረዳእታ

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ሓጺር መብርሂ ብዛዕባ ዝምድና ኤርትራን ሩስያን