May 25, 2024

መደረ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፣
ንህዝቢ ኤርትራ፣ ኣብ ውሽጢን ወጻኢን፤ ምስ ኩሎም ፈተውቱን፣ ሓራ ህዝቢ ዓለምን ዮሃና!
ነዛ ዕዝዝቲ ዕለተ-ናጽነት 33 ንምምዕራግ፤ ቀስቃሲ መሰናድኦታት ኣብ ምድላው፣ ኣበርክቶ ንዝገበሩ ኩሎም ከኣ ምስጋና!
ኣብ ዝኽሪታት ናጽነትና፣ ዓመት-ዓመት፤ ኣብ ዲናሚካዊ ሃገራዊ ህንጸት ናጻን ልዑላዊትን ኤርትራ፤ ዝተዓመ ገስጋስ ተልእኾ ኣዛሚድና ንምግምጋም፤ ኣብ ዓለምን ጎዶቦናን ዘሎ ተቐያያሪ ሃዋሁ ንድህስሰሉ ኣጋጣሚ’ዩ። ኣብ’ዚ ዝሓለፈ 33 ዓመታት፤ ምስ ምኽታም “ዝሑል-ኲናት”፤ ሓድሽ ‘ዓለማዊ ስርዓት’ ክዉን ንምግባር፣ ዝተኣታተወ ስነ-ሓሳባትን ፖሊሲታትን፣ ዘኸተሎ ጽልዋታት ብወድዓዊነት ንምንባብ ምእንቲ ኪሕግዝ፣ ዝተሰነዱ ትዕዝብቲታትና መወከሲ

download

Latest Articles

ኣግእዞ

“Even Broken Wings Can Fly”: An Interview with Dr....

اليوم العالمي للمرأة 2026: المرأة الإرترية والقيادة عبر الأجيال