July 27, 2024

ሚኒስትሪ ንግዲን ኢንዳስትሪን፡
ክልተ ሕጋጋት ኣውጺኡ።

ሚኒስትሪ ንግዲን ኢንዳስትሪን፡ ንሕጋጋት ዘይቅኑዕ ኣሰራርሓ ንግዲ ዝምልከት ሕጋዊ ምልክታ ቊጽሪ 132/2024፣ ከምኡ’ውን ንሕጋጋት ኣወሃህባ ፍቓድ ዋኒንን ቊጽጽር ስርዓተ-ምዝገባን ዝምልከት ሕጋዊ ምልክታ ቊጽሪ 133/2024 ኣውጺኡ። 13 ዓንቀጻት ዝርከቦ ንሕጋጋት ዘይቅኑዕ ኣሰራርሓ ንግዲ ዝምልከት ሕጋዊ ምልክታ ቊጽሪ 132/2024፡ ኣዋጅ ዘይቅኑዕ ኣሰራርሓ ንግዲ ቊጽሪ 125/2002 ዓንቀጽ 10(ሐ)፡ ንሚኒስተር ንግድን ኢንዳስትሪን ብዝህቦ ስልጣን መሰረት ዝወጸ’ዩ። እዚ ዝርዝር ተግባራት ዘይቅኑዕ ኣሰራርሓ ንግዲ ዝሓዘ ሕጋዊ ምልክታ’ዚ፡ ምስ ምሓዝን ምሕዳስን ዋኒን ዝተኣሳሰር፣ ምስ ዋጋታት ዝተኣሳሰር፣ ንዘይቅኑዕ ውድድር ዝምልከት፣ ምስ ደረጃታት ብቕዓት፡ ዓቐን፡ ዕለተ-ምውዳቕን ግጉይ ሓበሬታ ምቅላሕን ዝተኣሳሰር፣ ንኣድልዎ ኣብ

download

Latest Articles

Ethiopia: Belligerent Agenda of Regional Destabilization

الأجندة الأثيوبية لزعزعة الاستقرار الإقليمي

تدمير جبهة نادو وتحرير مدينة أفعبت في 19 مارس 1988 ابعاد ودلالات...