March 6, 2020

ሚ/ር ልኡል ገብረኣብ
“ደቀንስትዮ – ዓንዲ-ሕቖ ህዝብን መንግስትን ኢና!”
ቀዳመይቲ ኣደ-መንበር ሃማደኤ

ብዮሴፍ ሃይለማርያም
ኣግእዞ

ኣግእዞ ደቀንስትዮ ንምርግጋጽ ኣብዝተኻየደ ነዊሕን መሪርን ቃልሲ፡ ኣብ ቅድመ- ግንባር ተሰሊፋ፡ ኣብ ምንቃሕን ምውዳብን ደቀንስትዮ፡ ዕድመኣ ዝወፈየት እያ። ቅድምን ድሕርን ናጽነት፡ ደቀንስትዮ ኤርትራ ኣብ ውሻጠ ወጺአን ንናጽነትን መሰለንን ተቢዐን ክቃለሳ እጃም ኣበርኪታ። ዝበዝሕ ናይ ስራሕ ግዜኣ፡ ነቲ ኣብ 1979 ዝቖመ ሃገራዊ ማሕበር ደቀንስትዮ ኤርትራ ብተወፋይነት ኣብ ምምራሕ ስለዘሕለፈቶ ድማ፡ ኣብ ኣእምሮ ደቀንስትዮ ሃገርና ፍሉይ ቦታን ዝኽርን ኣለዋ። ኣብ’ዚ ግዜ’ዚ፡ ሚኒስተር ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ብምዃን ንህዝባን ሃገርን ተገልግል ኣላ – ወ/ሮ ልኡል ገብርኣብ። መጽሔት ኣግእዞ፡ መበል 40 ዓመት ምምስራት ሃማደኤ ኣጋጣሚ ብምግባር፡ ነዛ ኣደን ሓፍትን፡ ተጋዳሊትን መራሒትን ዝዀነት ገዲምን ውፍይትን ጓለንስተይቲ፡ ክብርቲ ጋሻኣ ጌራታ ኣላ – ሰናይ ንባብ፦

download

Latest Articles

Briefing by M. Osman Saleh, Minister of Foreign Affairs,...

Ethiopia is not being ‘dragged into war’

ንዓቕሊ ጽበት ሰልፊ ብልጽግና...