February 20, 2026
ብተመራማሪ ሙሳ ሕሴን ናይብ
ነዚ ብተመራማሪ ሙሳ ሕሴን ናይብ ዝተዳለወ መጽናዕቲ ኣብ መርበብ ሓበሬታ “ማእከል እስትራተጂያዊ መጽናዕቲታት ኤርትራ” ብ16 ሰነ 2016 ብቋንቋ እንግሊዝ ጥራሕ ኣውጺአዮ ነይረ። ከም እንደገና ኸኣ ብዓረብኛ ንዝርግሖ ኣሎና። እቲ መጽናዕቲ ብዘለዎ ኣገዳስነት ብሓደ ወገን፡ ብ26 ጥሪ 2026 ዝተሰውአ ተጋዳላይ ሙሳ ናይብ ኣብ መዳይ መጽናዕቲን ምርምርን ንዘለዎ ተራ ንምዝኽኻር ድማ በቲ ካልእ፡ (ብትግርኛ ተርጒምና) ከነውጽኦ ኢና። ኩሉ ክጥቀመሉን ክፈልጦን ከኣ ዝምልከቶም ወገናት ንኩሉ ምርምራዊ መጽናዕቲታቱ ኣኪቦም ከሕትምዎ ንትስፎ። ህጻን ቀንዲ መሰረት ህንጻ ማሕበራዊ ፍትሒ ስለዝኾነ ኣብኡ ዝግበር ጥዑይ ልምዓት መሰረት መጻኢ