February 20, 2021

ምጎስ ንድምጺ ሓፋሽ
ኣብ ዓለማዊ መዓልቲ ፈነወ ረድዮ!

ሙሓመድ ኑር ያሕያ
ፈነወ ረድዮ ኣብ 2011 ዓመተ -ምህረት ብዓለማዊ ትካል ዮንስኮ ውግዓዊ ኣፍልጦ ካብ ዝረክብ ንነጀው በብ ዓመቱ ክበዓል ከምዝጸንሐ ዝዝከር ኮይኑ፡ ሎሚ ዓመት’ውን ብ13 ለካቲት ብዓለም ደረጃ ተዘኪሩ ውዒሉ።
ፈነወ ረድዮ ንኽሉ መዳየት ሂወት ድቂ ሰባት ዝጽሉ ናይ ሓባር ሓበሬታ ዝመሓለለፈሉ ወሳኒን ድንቅን ኣማራጺ ብምኻኑ፡ ኣብ ዓለም ንኩለን ማዕከናት ዜና በሊጹ ይዝውተር ኣሎ።ናይ ረድዮ ፈነወ ናብ ብዙሓት ህዝብታት ክበጽሕ ዝኽእል ብምዃኑ፡ ዜናዊ መሰናድኦታትን ካልእ ዘተፈላለየ ሓበሬታታት ንሰማዕቲ ኣብ ምክፋልን ፡ከምኡ’ውን ሰማዕቲ ሓሳባቶም ንከካፍሉን ንክገልጹን ዕድል ዝፈጥርን ሓያል ተኽእሎ ዝውንን መሳርሒ ኢዩ።በዚ ኣጋጣሚ እዚ ንድሕሪት ምልስ ኢልካ ቁንጫል ካብ ኣበርክቶ ድምጺ ሓፋሽ ሙግላሕ ግድነታዊ ይኸውን። ድምጺ ሓፋሽ ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልሲ፡ ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ ወዲባን ኣንቂሓን ቃልሱ ኣንጻር መግዛእት ከምዝሕይል ዝለዓዓለትን፡ብጸላኢ እና ሻዕ እብ ልዕሊ ሰለማውያን ዜጋታትን ዓድታትን

download

Latest Articles

Statement by Foreign Minister Osman Saleh

ምሕያል ማሕበራዊ ፍትሒ ኣብ ኤርትራ

Exploring the Marine Wonders of Eritrea