October 11, 2025

ርእሰ ዓንቀጽ
ዓይኒ ሕንከት ዘይብሉ ስልበጣ

On Oct 10, 2025
ብ2 ጥቅምቲ 2025 ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፡ ናብ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣንቶንዮ ጉተሬዝ፡ ንካልኣይ ግዜ ናይ ክሲ ደብዳበ ጽሒፉ። ኣብ ዝሓለፈ ሰነ እውን፡ ‘ኤርትራ ንህወሓትን ፋኖን ብምድጋፍ ኣብ ክ ራማት 2025 ሰፊሕ መጥቃዕቲ ክትፍንወልና መደብ ሒዛ ኣላ’ ዝብል ክሲ ኣቕሪቡ ምንባሩ ይዝከር። ኣብ መንጎ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ሓንሳብን ንሓዋሩን ብሕጊ ዝተዓጸወ ጉዳይ ብምልዓል፡ ጽልኢን ቅርሕንቲን ንምጉሃር፡ እንተተኻኢሉ እውን ኲናት ንምብራዕ፡ ስርዓት ብልጽግና ንልዕሊ ክልተ ዓመታት ከካይዶ ዝጸንሐ፡ ኣእዛን ዘሰልከየ ዘመተ-ባሕሪ ዝተኸታተለ፡ ኤርትራ ክትከስስ’ዩ ዝጽበ። ምኽንያቱ ብዓንቀጽ 2 (4) ቻርተር ሕቡራት ሃገራት፡ ኣንጻር ልዑላውነት፡ ግዝኣታዊ ሓድነትን

download

Latest Articles

من معالم مصوع الاثرية ضريح الشيخ دربوش

ተዛራቢ ጽሉል እንተኾነ፡ ሰማዒ ክልብም ኣለዎ!

Statement by Foreign Minister Osman Saleh on UN Day