September 19, 2020

ሰላም ሱዳንን ከባብያዊ ጽልዉኡን

መሓመድ ኑር ያሕያ
ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ናይ ወርሒ መስከረም 2020 መንግስቲ ሱዳንን አብ ትሕቲ ሰውራዊ ሓይልታት ዝጥርነፉ ዕጡቃት ምንቕስቃሳትን ፈላሚ ስምምዕ ሰላም ኣብ ጁባ ፈሪሞም። እዚ ብመንጎኝነት ሪፖፕሊክ ደቡብ ሱዳን ዝተመርሐ ስምምዕ ሰላም፡ ብኣላይነት ፕረዚደንት ሰልቫኬር መያርዴትን ካብ ወድብ ሕብረት ኣፍሪቃ ድማ ብተሳታፍነት ደቡብ ኣፍሪቃን ወድብ ኢጋድን መሓዙቱን መሻርኽቱን፡ ከምኡ’ውን ኣብ ትሕቲ ቀጥታዊ ዞባውን ኣህጉራውን ዕቱብ ምክትታል ኢዩ ተኻዪዱ።ስምምዕ ሰላም ጅባ አብ ቀጻሊ ነቶም ተሪፎም ዘለዉ ምንቅስቃሳት ንኽፍርሙሉ ባይታ ንምጥጣሕ ዝዐለመ ምዃኑ ኢዩ ዝግለጽ። እቶም ኣብ’ዚ ስምምዕ’ዚ ኽጽንበሩ ትጽቢት ዝግበረሎም ምንቅስቃሳት ብዓብደል ዋሕድ መሓመድ ኑር ዝምራሕ ሰራዊት ሓርነት ሱዳንን ከምኡ’ውን እቲ ኣቐዲሙ ካብ ስምምዕ ጁባ ስሒቡ ዝነበረ ድሒሩ ድማ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዶክቶር ዓብደላ ሓመዶክ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድሕሪ ዘካየዶ ርክብ አብ ዘተ ሰላም ጁባ ክሳተፍ ቅሩብ ምዃኑ ዘነጸረ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ሰሜንን እዮም። እዚ ብዓብደል ዓዚዝ አልሕሉ

download

Latest Articles

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ንልክዕ መረዳእታ