June 20, 2020

ሰማእታትና – – – ንሕና ኩሉ ግዜ ኣብ ቃልና

መሓመድ ኑር ያሕያ

ኣብዚ ዓመት’ዚ ምስ’ቲ ኩሉ ለበዳ ኮሮና ዘውርዶ ዘሎ ቊጠባውን ማሕበራውን ጉድኣት፡ ብዙሓት ሃገራትን ህዝብታትን በዓላቶም ኣገዳስነቱን ታሪኻውነቱን ብዘየገድስ ደው ኣቢሎምሉ ዘለዉ ህሞት፡ መዓልቲ ጀጋኑ ሰማእታትና ነኽብር ኣሎና። ጀጋኑ ሰማእታትና ዘረጋገጽዎ ክብሪ ጭርሖታት ጥራሕ ዘይኮነ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ እዩ። ነዞም ካባና ዝኸበሩን ንሕና ሓራ ኮይና ንኽንነብር ዝኸበረ ሂወቶም ዝወፈዩን ሰማእታትና ኣብ ሕድሮም ጸኒዕና ከም ዘሎና ድማ ነረጋግጸሎም። ብመሰረት ዘውጻእናዮ ናይ መጻኢ ፕሮግራም፡ ራህዋን ብልጽግናን ሃገርና ብዘውሕስ መጻኢና ወሲና፡ ጉዑዞ መስርሕና ኣነጺርና ኣሎና። እዚ ድማ ንሃገርና ሰላም፡ ርግኣትን ብልጽግናን ንዜጋታትና ኸኣ ክቡር ሂወት ዘውሕስ እዩ። ኣብ ዞባና ሰላም፡ ሰናት ጉርብትና፡ ምውህሃድን ምምልላእን ንምርግጋጽን ሃገራት ዘለወን ጸጋታት ሓቢረን ንኽጥቀማሉን ክንጽዕር ኢና። ህዝቢ ዞባና ኣብ ዝሓለፈ ናይ ውግእን ሽግርን ዓመታት ንዝኸሰሮ ንምምላስን ነቲ ዝጸንሐ ናይ

download

Latest Articles

Briefing by M. Osman Saleh, Minister of Foreign Affairs,...

Ethiopia is not being ‘dragged into war’

ንዓቕሊ ጽበት ሰልፊ ብልጽግና...