July 26, 2023

ሱዳናውያን ብኣእምሮን ዓቕልን ክግዝኡ ኣለዎም
ተበግሶ ጎረባብቲ ሃገራት ዝሓሸ መገዲ ድሕነት

መሓመድኑር ያሕያ
ኲናት ሱዳን ራብዓይ ወርሑ ኣትዩ፡ ኣገዳሲ መሰረታት እታ ሃገር ብምንዋጽ ነታ ሃገር ንድሕሪት መሊሱዋ ኣሎ። ክሳብ ሕጂ ኣስታት ሰለስተ ሚልዮን ሰባት መረበቶም ገዲፎም ክፈናቐሉ ከለው፡ ልዕሊ 700,000 ሰባት ካብታ ሃገር ወጺኦም። ልዕሊ 3500 ሂወት ሰላማውያን ተቐዚፉ፡ ልዕሊ12,500 ድማ መጉዳእትን ስንክልናን ኣጋጢሙዎም። መሰረተ ልምዓት እታ ሃገር ይዓኑ ኣሎ። ክሳብ ሕጂ ልዕሊ 50 ቢልዮን ዶላር ዝኸውን ቁጠባዊ ዕንወት ከምዘጋጠመ ይግመት። እዚ ኮይኑ፡ ህዝቢ ሱዳን ገና ኣብ ትሕቲ ስግኣት ደብዳብ ነፈርቲን መዳፍዕን ይነብር ኣሎ። ኣብ ነፍሲ ወከፍ ህሞት ዝኸፍአ መዓት ከይገጥሞ ይሰግእ። ርእሰ ከተማ እታ ሃገር ይኹን ዞባታት ዳርፉርን ኩርዶፋንን ውሑስ ስለዘይኮነ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኣንጠጥዩ ዘሎ ሓደጋ ገና ከቢድ እዩ።ነቲ ውግእ ደው ንምባል ጻውዒታት እኳ ክቐርብ እንተጸንሐ፡ ኣብ ርእሰ ከተማ ከርቱም ሕጂ’ውን ዕለታዊ ውግኣት ይካይድ ኣሎ። ኣብ መንጎ ሰራዊት ሱዳንን ሓይልታት ቅልጡፍ ደገፍን ዕርቂ ንምፍጣርን ነቲ ሽግር ንምፍታሕን፡ ካብ

download

Latest Articles

Keynote Address of Minister Fawzia Hashim at the...

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

Statement by Ambassador Sophia Tesfamariam Permanent...