May 30, 2023

ሱዳን ኣበይ ገጻ’ያ?

ብዶ/ር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ
ሱዳን፡ ካብ’ቲ ንምእንቲ ናጽነትን ሓርነትን ፍትሓዊ መሰል ርእሰ ውሳነ ህዝቢ ኤርትራ ንምርግጋጽ ንሓሙሽተ ዕቁዳት ኣንጻር ዓበይቲ ሃገራትን መግዛእቲ ኢትዮጵያን ዝተኻየደ ፖለቲካውን ዕጥቃውን ቃልሲ ዝያዳ ዝማዕበለ ምስ ኤርትራ ዘለዋ ታሪኻውን ህዝባውን ምትእስሳርን ፖለቲካዊ ቊጠባውን ባህላውን ዝምድናታትን ተበጊሳ፡ ንኤርትራ ከም ካልኦት ጐረባብቲ ሃገራት ተራ ጐረቤት ሃገር ኣይኮነትን። ዓበይቲ ሃገራት ኣብ እዋን መስፍናዊ ስርዓት ተፈሪ መኮነን ይኹን ወተሃደራዊ ስርዓት መንግስቱ ሃይለማርያም፡ ንሕጋውን ታሪኻውን መሰል ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ምግሃስ ጥራሕ ከይተወሰና ንመግዛእታዊ ስራዊት ኢትዮጵያ ዶብ ዘይብሉ ሓገዝ ገይረን እየን። እንተኾነ ግን ኣብ መጨረሽታ ሓቂ ተዓዊቱ መግዛእቲ ኢትዮጵያን ተሓባበርቱን ኣብ ናይ ታሪኽ ጉሓፍ ተደርብዮም። ህዝቢ ኤርትራ ከኣ ብመገዲ ዕጥቃዊ ሰውራኡ ኣብ 24 ግንቦት 1991 ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት፡

download

Latest Articles

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ንልክዕ መረዳእታ