February 7, 2025

ስርሒት ፈንቅል፡
ድንቂ ወተሃደራዊ ስትራተጂ
ህ.ሓ.ኤ

ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ፡ ካብ’ቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወርድ ዝነበረ ግፍዒ፡ በደልን ወጽዓን ዝተወልደ ፖለቲካዊ ሓይልን መትከላትን መንእሰያት ኤርትራ ኰይኑ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ወዲቡን መሪሑን ባህጊ ሓርነትን ናጽነትን ህዝቢ ኤርትራ ተሰኪሙ ኣብ ምዕራፉ ንምብጻሕ፡ ብህዝቢ ኤርትራ ዝተወከለ ውድብ እዩ። ስርሒት ፈንቅል ከኣ፡ ሓደ ካብ’ቶም ወተሃደራዊ ብልሒን ርቀትን ኤርትራውያን መንእሰያት ዝተመስከረሉ ኣደናቒን ግዙፍን ወተሃደራዊ ስርሒትን ዓወትን እዩ።ህግ፡ ስርሒት ፈንቅል ከካይድ ምስ ወሰነ፡ ዕብየትን ኣገዳስነትን ከምኡ’ውን ዓወቱን ፍሽለቱን ኣብ መጻኢ ዕድል ናጽነት ኤርትራ ክህልዎ ዝኽእል ጽልዋ ኣብ ግምት ኣትዩ፡ ኣዝዩ ጽፉፍ ምድላው ክካየደሉ ነይርዎ። ኣብ 1977 ህግ ወደባዊት ከተማ ምጽዋዕ ንምሕራር ዘካየዶ ስርሒት ከም’ቲ ዝተደልየ ስለዘይከደን ገዚፍ ወስዋእቲ

download

Latest Articles

Promoting Social Justice in Eritrea: The Role of an...

Director General of the National Museum, Dr.Yosief...

President Isaias Afwerki’s Interview With Local Media...