August 21, 2021

ስነ-ስርዓት መመረቕታ 34 ዙርያ ሃገራዊ
ኣገልግሎትን መበል 12 ኮርስ ማሞስን

መርሃዊ ገብረሚካኤል
ሓዳስ ኤርትራ ሰሉስ 17 ነሓሰ 2021
መበል 34 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ከምኡ’ውን መበል 12 ኮርስ ማእከል ሞያዊ ስልጠና (ማሞስ)፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣዘዝቲ ሰራዊት፡ ዕዱማት ኣጋይሽን ኣለይቲ ተመሃሮን ኣብ ዝተረኽቡሉ፡ ብቐዳም 14 ነሓሰ 2021 ወግዓዊ ናይ ምምራቕ ስነ-ስርዓት ተኻዩዱሎም። እዚ ኣብታ ሕብረ_ብዙሕነት ዝማዕርጋ፡ ካብ ዝተፈላለያ ዞባታት ሃገርና ናይ 12 ክፍሊ ኣካዳምያውን ወተሃደራውን ንጥፈታቶም ንምክያድ፡ ከምኡ’ውን ዝተፈላለዩ ሞያዊ ክእለት ንምስናቕ ዘይትጽገም፡ ፍቕሪ ሃገራውነት፡ ተወፋይነት፡ ጽንዓት ዝሕላገታ፡ መንእሰይ ኣብ ኣካዳምያዊ፡ ፖለቲካዊ፡ ኣካላዊ፡ ስነ-ኣእምሮኣዊ፡ ማሕበራዊ ኮታስ ኣብ ኩሉ መዳያት ብኹለንትንኡ ብቑዕ ኮይኑ ንኽወጽእ መሪሕ ተራ እትጻወት ቀላሲት መጻኢ መንእሰይ ማእከል መዲና መንእሰያት ሳዋ’ዩ ተኻዩዱ።

download

Latest Articles

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ንልክዕ መረዳእታ