October 14, 2022

ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ኣፈፌት ሓድሽ ምዕራፍ

ኣብ መፋርቕ 20 ዘመን፡ ቀጥታዊ መግዛእቲ ካብ ዘብቅዕ ንድሓር፡ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንኣስታት 80 ዓመታት፡ ካብ ኲናትን ግጭትን ኣዕሪፉ ኣይፈልጥን። ሰለስተ ወለዶታት ሰላማዊ ኣየር ኣስተንፊሶም ኣይፈልጡን። ሱር መሰረት ናይዚ ዕድል ወለዶታት ዘኽሰረ ህውከት’ዚ፡ ፖሊሲታት ሓድሽ መግዛእቲ ከምኡ’ውን ግሎባዊ ስትራተጂ ዝድርኺቱ ኣራግጽ ርእሰ-ሓያላን ኣብ ዘመነ ዝሑል ኲናትን ድሕሪኡን’ዩ። መጋበርያ ስርዓታት ምርካብን ዘቤታዊ ድኻማትን ድማ ምቹእ ባይታ ፈጢርሉ። ድሕሪ’ዚ ዘሕዝን ታሪኽ፡ ሎሚ፡ ዞባና ኣብ ኣፈፌት ሓድሽን ትስፉውን ምዕራፍ ይርከብ። ነዚ ምዕባለ’ዚ ዝወለደ ብቐንዱ ዝሓለፈ መሪርን ኣኽሳሪን ተሞኩሮ ዝዀስኰሶ ንቕሓት’ዩ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣንጻር ከፋፋሊን ዓሌታዊን ፖለቲካ ዝማዕበለ ንቕሓት፡ ኣብ 2018 ንመጋበርያ ስርዓት ወያነ ካብ ስልጣን ምግላፉ፡ ሓደ ካብ ምልክታት ምብቃዕ ዝሓለፈ መዋእል’ዩ ነይሩ። ክንዲ ዝኾነ፡ ድሕሪ’ዚ ፍጻመ’ዚ፡ ቅልጡፍን ብዙሕን ፍጻመታት ተደራሪቡ። ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ኩነተ-

download

Latest Articles

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ንልክዕ መረዳእታ