December 17, 2024

ቃለ-መሕትት ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ
ኣብ ዓለማዊ፡ ዞባውን ዘቤታውን ጉዳያት

ክቡር ፕረዚደንት፣ ዓለምና ቅልውላውን ነውጽን ብዝበዝሖ እዋን ትሓልፍኣላ። ኩነታት ዩክሬን፡ ምትህልላኽ ዓበይቲ ሓይልታት ኣብ ባሕሪ ደቡብ እስያ፡ ግጭት እስራኤል ምስ ሓማስ፡ ሕዝቡላህ፡ ኢራን፡ ሑቲ፡ ብዙሕ ህይወት ይቐዝፍ ኣሎ። ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ’ውን ኲናት ሓድሕድ ሱዳን፡ ውሽጣዊ ግጭታት ኢትዮጵያን ሶማልን ኣሰካፊ እዩ። ኣብዚ ሕጽር ዝበለ ቃለ-መጠይቕና ናብዚ ዝተጠቕሰ ዓለማውን ዞባውን ኩነታት፡ ብዓቢኡ ድማ ናብ ዘቤታዊ ጉዳያት ዝቐንዐ ሕቶታት ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ዕድል ስለዝሃብካና ብስም ተኸታተልቲ እናኣመስገንና ብኣህጉራውን ዞባውን ኩነታት ክንፍልም። ሕቶታትና ብፕረዚደንታዊ ምርጫ

download

Latest Articles

ዘተ ሚሸል ኮሎን ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

تصريح اعلامي إثيوبيا تبحث عن ذرائع لشن الحرب وتتظاهر بالعدالة

Press Release – Ethiopia: Floating False Flags to...