April 26, 2022

ቃል ኣሰናዳኢ

ኤርትራውያን፡ ኣብ ቅድሚ ግሁድን ዘይግሁድን ዞባዊን ዓለማዊን ተጻብኦ ጸኒዕና ደው ክንብል ዘኽኣለና ብሕጂ ዝጽበዩና ብድሆታት ሰጊርና ኣብ ቀረባ መጻኢ እቲ እንደልዮ ዕላማ ንምውቃዕ ከኣ፡ እዚ ቀንዲ ዘለዎ እዩ። ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተመሃሮን ኤርትራ ፖለቲካዊ ንቕሓትን ተሳታፍነትን ናይ`ዞም ዋሕስ ድሕነትን ዜናውን ባህላውን ስርሓትን ካልእን ነዚ ዕላማ’ዚ ንምጭባጥ ብዕቱብ ዝስራሓሎም ጥፈታት ማሕበር እዮም። ኣብ ናይ ሎሚ ሕታም መጽሔት መንእሰይ፡ ካብ`ቲ ብማሕበር እናተወደበ፡ ሞያውያንን ዝምልከቶምሓለፍቲን ብምዕዳም ወትሩ ሓሙስ ምሸት ኣብ ኣዳራሽ ዳዕሮ (ጅንየር ክለብ) ክቐርብ ዝጸንሐ መደብ ሓባራዊ ዘተን ሰሚናርን፡ ናይ ሓሙሽተ ዛዕባታት ጽማቝ ትሕዝቶ ቀሪባትልኩም ኣላ። ንህሉው ዞባዊን ዓለማዊን ኵነታት ብልክዕ እናንበብና፡ ፖለቲካዊ ንቕሓትናን ትኵርነትናን ከነበርኽ ዝሕግዙ ኣማእዘንቲ ዛዕባታት ዝሓዙ ዓናቅጽ`ውን ንንባብ ኣአንጊዳቶም ኣላ።በዚ ኣጋጣሚ መጽሔት መንእሰይ፡ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን እንርከብ ኤርትራውያን መንእሰያት፡ብዅሉ ውዳበታትና ኣበርክቶናን ተሳታፍነትናን ክነዕቢ፡ ኣብ ኵነታት ከባቢናን ቅልጡፍ ምዕባለታቱን ብደቂቕ ክንከታተል፡ ንዅሉ እንተታት ኣብ ግምት

download

Latest Articles

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ንልክዕ መረዳእታ