November 25, 2022

ቃል ኣሰናዳኢ

ኣስታት ርብዒ ዘመን ድሕሪ ዝወሰደ ተሪር ቃልሲ ኣንጻር ኩሉ መዳያዊ ተጻብኦ ምዕራባውያን ሃገራትን ዞባዊ ኣገልጋሊኦምን፡ ሎሚ ባና ብሩህ መጻኢ ህዝቢን ሃገርን ኤርትራ ዝያዳ ቀሪቡ ኣብ ዝርኣየሉ ትስፉው ግዜ በጺሕና ኣሎና። ርግጽ’ዩ ናብዚ ምዕራፍ’ዚ ንምብጻሕ ዝተሰግረ መስገደላት፡ እምበረ መጠን በዳሂን ዓቕሊ ዝፈታተንን እዩ ነይሩ። ሳላ ጥሙር መኸተ ህዝቢን ውፉይ ጻዕሪን መስዋእቲን መንእሰያት ኤርትራ ግን፡ እቲ ልዑል ተጻዋርነት ዝሓተተ ጸዋግ ግዜ፡ ታሪኽ ዝኾነሉ ነጥበ መሳግሮ ክንረግጽ በቒዕና።ህዝቢኤርትራ፡ኣብዚናይድሕሪናጽነትተጋድሎምውሓስልኡላውነት፡ልክዕ ከም ኣብ እዋንሓርነታዊ ቃልሱ፡ ሕልፈትን መዋጽኦን ካብ ካልእ ኣይተጸበየን። ኣብ ገዛእ ነብሱ ተኣማሚኑ፡ ወናኒ ሓራፖለቲካዊ መስመሩንምርጫኡንብምዃን፡ልኡላውነቱንምድፋር ዘንቀደወራራትሓምሺሹ፡ መሰነይታኡበብዓይነቱ እገዳታትን ጸቕጢታትን ሽርሒታትን ከይተንበርከኸን ከይተሓለለን ብልዑል ጽንዓት ሰጊሩ ብኣንጸባራቒ ዓወት ክወጽእ ክኢሉ ኣሎ። ኣብዚ መኸተ’ዚ ከቢድ ዋጋ ዝኸፈለ ብቐንዱ መንእሰይ ኤርትራ እዩ። ካብኡ ናብኡ ድማ እቶም ኣብ ቅድመ ግንባር ተሰሊፎም፡ ኩሉ ውልቃዊ ዕድላቶም ሰዊኦም፡ ልኡላውነት ሃገሮም ዘየድፈሩ

download

Latest Articles

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ንልክዕ መረዳእታ