September 11, 2021

ቃል ኣሰናዳኢ

ኣሰር’ቲ ኣካል ባህሊ ህዝቢ ኤርትራ ኰይኑ ዝቕጽል ዘሎ፣ ቅድሚ 40 ዓመት ኣብ ግዜ ሓርነታዊ ቃልሲ ኣብ ከተማ ቦሎኛ ኢጣልያ ዝፈለመ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ብምኽታል፣ ኣብ 2004 ኣብ ሳዋ ዝፈለመ ሃገራዊ ፌስቲቫል መንእሰያት፣ መተኣኻኸቢ መድረኽ ኤርትራውያን መንእሰያት ካብ ውሽጥን ካብ ደገን ብምዃን፣ ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ክልተ ዓመት ብድምቀት ክጽንበል ካብ ዝጅምር ድሮ 10ይ ዓመቱ ሒዙ’ሎ። ሃገራዊ ፌስቲቫል መንእሰያት፣ መንእሰያት ብምልኣት ልቢ ዝናፍቕዎ፣ ከም ኣካል ውጥናቶም ገይሮም ዝሰርሕሉ፣ ኣካል ዓውደ-ኣዋርሕና ኰይኑ ኣሎ። 6ይ ሃገራዊ ፌስቲቫል መንእሰያትን ምምራቕ መበል 27 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎትን ከኣ ካብ 18-20 ሓምለ 2014 “ክብርታትና መርሓና!” ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ቴማ፣ ኣብ’ታ ማእከል ስሕበት ኤርትራዊያን መንእሰያት ካብ ውሽጥን ካብ ደገን ኰይና ዘላ ከተማ ሳዋ ብዝማዕረገ ኣገባብ ኣብ ምጽንባል ይርከብ። “ክብርታትና መርሓና!” ዝብል መሪሕ ቴማ ናይ ሎም ዘበን ፌስቲቫልና፣ መንእሰይ ወለዶ፣ ነዞም ካብ ወለዶታት እናተወራረሱ…

download

Latest Articles

تصريح اعلامي إثيوبيا تبحث عن ذرائع لشن الحرب وتتظاهر بالعدالة

Press Release – Ethiopia: Floating False Flags to...

ጋዜጣዊ መግለጺ ኢትዮጵያ፡ ኲናት ንምውላዕን ርትዓዊ ...