November 24, 2018

ባይቶ ጸጥታን ኤርትራን
ምኽንያት ምሕላፍን ምልዓልን እገዳ እንታይ’ዩ?

ብዶ/ር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ
ኣህጉራዊ ባይቶ ጸጥታ ብ14 ሕዳር 2018፡ ነቲ ብ23 ታሕሳስ 2009 ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብውሳነ ቁጽሪ 1907 ዘሕለፎ ዘይሕጋውን ዘይፍትሓውን እገዳ ብምሉእ ድምጺ ብውሳነ ቁጽሪ 2444 ኣልዒሉዎ ኣሎ። ቅድሚ ሓቀኛ ምኽንያት ናይ’ቲ ንምልዓል ውሳነ እገዳ ካብ ኤርትራ ዝደረኸ ረቛሒታት ምቅራብና እምበኣር፡ ባይቶ ጸጥታ ነቲ እገዳ ንምሕላፍን ንምልዓልን ዝቀረቦ ምኽንታት ምጥቃስ ኣገዳሲ ይኸውን።

ቀዳማይ፦ ምኽንያት ምሕላፍ እገዳ
እቲ እገዳ ንምሓላፍ ዘቀረበ ምኽንያት ከምቲ ኣብ ውሳነ እገዳ ቁጽሪ 1907 ተጠቂሱ ዘሎ ኣብ ሓደ ነጥቢ ተጸሚቊ ክቀርብ ይኽእል። ንሱ ኸኣ “ኤርትራ ነቶም ኣብ ሶማል መስርሕ ሰላምን ሃገራዊ ዕርቂን ንምዕንቃፍን ርግኣት ዞባ ንምህዋኽን ዝስርሑ ዕጡቓት ጉጅለታት

Latest Articles

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ንልክዕ መረዳእታ