June 22, 2019

ብርሃን .. ምርድዳእ ኣብ ኤርትራ ጸቅጢ ካብ ኣሜሪካ

ጋዜጣ ኣልእትሓድ ኣልኢማራትያ
ኣስማእ ኣልሕሰይኒ
15 ሰነ 2019

ኣቦ መንበር መሰጋገሪ ወተሃደራዊ ባይቶ ሱዳን ጀነራል ዓብደልፈታሕ ብርሃን ብዓርቢ 14 ሰነ 2019 ናብ ዋና ከተማ ኤርትራ ኣስመራ ዑደት ኣካይዱ። ምስ’ቲ ኣብ ኣህጉራዊ ማዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ዝተቀበሎ ፕረዚደንት ሃገረ ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ድማ ክልተኣዊ ዘተ ኣካይዱ። ኣቦ መንበር ወተሃደራዊ ባይቶ ሱዳን ናብ ኤርትራ ዑደት ንኸካይድ ንዝቀረበሉ ወግዓዊ ዕድመ ፕረዚደንት ኢሳይይስ ኣፈወርቂ ካብ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኻርቱም’ዩ ተቀቢሉዎ። ተዓዘብቲ ንጋዜጣ (ኣልትሓዲ) ከም ዝገለጽዎ፡ ወተሃደራዊ ባይቶ ብውሽጢን ወጻኢን ዓቢ ጽቅጢታት ኣብ ዘጋጥሞ ዘሎ ህሞት ከምዚ ዝኣመሰለ ዑደት ሱዳን ብዞባውን ኣህጉራውን ደረጃ ንኽትዋሳእ ዕድል ከምዝፈጥረላ ኣብሪሆም። ብርሃን ነቲ ብምድንጓይ ፍታሕ መሊሱ እናተሓላለኸ ዝኸይድ ዘሎ ፖለቲካዊ መድረኽ ሱዳን ምቹእ ፍታሕ ንምርካብ ይጽዕር ኣሎ። ፕረዚደንት ኤርትራ ኣብ’ቲ ብውሽጢን ደገን ብዙሕ መልክዕ ዘለዎ ጉዳያት ሱዳን ጋሻ ኣይኮነን። ኣብ ጉዳያት ሱዳን ካብ ቅድም’ዩ ተሳቲፉ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ’ቲ ኣባልነት ሱዳን ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ንምድስካል ዝተወስደ ስጉምቲን ንጉዳይ ሱዳን ኣህጉራዊ መልክዕ ዘትሕዝ’ዩ ዝበሎ ዝካየድ ዘሎ ንጥፈታትን ዕቃበታት ኣለዎ። ፕረዚደንት ኤርትራ ቅድሚ ገለ መዓልታት ናብ ምስሪ

download

Latest Articles

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ንልክዕ መረዳእታ