February 6, 2021

ትርጒምን ኣገዳስነትን ታሪኻዊ ስርሒት ፈንቅል

መሓመድ ኑር ያሕያ
ናይ ሎምዘበን ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል፡ ብደረጃ ዞባና፡ ክፍለ ዓለምናን ዓለምን ብዙሕ ምዕባለታትን ምቅይያራትን ኣብ ዘጋጥመሉ ዘሎ እዋን ኢና ንመበል 31 ዓመቱ ነብዕሎ ዘለና። ከም ዝዝከር እዚ ዕምሪ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ንከኸትም ባብ ዘርሓወ፡ ምስክር ቅያናን ጅግንነትናን ዝኾነ ስርሒት ፈንቅል፡ ኣብ’ቲ ብዓወት ዝተዛዘመሉ ግዜ’ውን ኣብ ዓለም ዓበይቲ ምቅይያራት ተኸሲቶም ነይሮም’ዮም። ሓደ ካብኡ እታ ኣንጻር ፍትሓዊ ሓርነታዊ ቃልስና ተሰሊፋ ንስርዓት ደርግ ብኣጽዋርን ኣማኸርቲ ዂናትን ትድግፍ ዝነበረት ርእሰሓያል ሕብረት ሶቬት፡ ደረጃ ብደራጃ ክትበታተን፡ ብፍላይ ድማ ካብ 1988 ንደሓር ፓሊሲኣ ክትቅይርን ካብ ኣፍጋንስታን ክትወጽእን ዝተገደደትሉ መድረኽ እዩ ነይሩ።ብዘይካ’ዚ ዝተጠቕሰ ምፍርካሽ ሕብረት ሶቬት፡ ምስ ምዕዋት ስርሒት ፈንቅል ካብ 1989 ክሳዕ 1990 ዓ.ም. ዝተራእዩ ምዕባለታት፡ ሓድነታዊ

download

Latest Articles

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ንልክዕ መረዳእታ