July 27, 2019

አሰናይነ!ዲብ እዮቤል ፍደት ሳወ ምን አብጸሔነ

መርከዝ ተእሂል ቅዋት ድፈዕ ኤረትርየ “ሳወ፡ ሕርያን ዕጉል እግል ደማን ሙስተቅበል!” እበ ትብል ስቅራት ዲብ አወላይት ሳምን ናይ ወሬሕ ኦጎስት 25ይት ሰነት መትአሳስ ናይለ “ዕላመት ክፋሕ ወዐማር” ላተ ሐረት ተርብየት ሸባብ ሳልሐት ላተ ሳወ እት ዐየዶት ሀሌነ።

ሸዐብ ኤረትርየ እብ መሪር ወረዪም ንዳል ጀለ ሕርየት እንዴ ሐልፈ እስትቅላሉ ክም አድመነ ልትጸበሮ ለዐለ ዳይ፡ እግለ እብ ንዳል ረዪም ለትረከበ እስትቅላል ወስያደት አድመኖት ወአትሐጠጦት፡ እብ ሐርብ ለትደመረት ወጠን እብ ሐዲስ አጣለሎት ወዐመሮት፡ ወሩእየት ወጠን እት ዛህር በደሎት ዐለ። ሸባብ ሬፍዐት እማነት እለ መስኡልየት ክብድት ሰኒ እግል ሊጹርወ ደቅብ ለተሀይቦም ፈዛዐት ወፈሀም እግል ልምለኮ ህዬ ተርብየት ሸባብ ድሩርየት ዐለት። እሊ እግል ልትመም ለሀለ እሉ ዳይ እት ዐመል እግል ልተርጀም ህዬ አዋጅ ክድመት ወጠን ተዐለነ። እብ አሳስ አዋጅ ዕልብ 82/1995 አህዳፍ ክድመት ወጠን “ሸዐብ ለአሳሱ ዴሽ ዋቂ ወሳፊ (ክምኩም) አሰሶት፡ ዲብ ንዳል ጀለ ተሕሪር ለዳበረ ቅየም ወነባሪ እንዴ ተሐፈዘ እብ እማነት እተ ልትከበቱ አግማም ሓለፎት፡ ፈታይ ሽቅል እብ

download

Latest Articles

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ንልክዕ መረዳእታ

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...