May 26, 2018

‘ኢንድያን ኦሸን ኒውስሌተር

‘ኢንድያን ኦሸን ኒውስሌተር’ ዝተባህለ ጋዜጣ፡ ኣብ ናይ 18 ግንቦት 2018 ቊ.1474 ሕታሙ፡ መባእታዊ ናይ ምጽራይ መስርሕ’ውን ከየካየደ፡ ብምሒር ምድግጋም ኣሰልቻዊ ዝኾነ ናይ ሓሶት ወረ ብዛዕባ ኤርትራ ዘርጊሑ’ሎ። ገለ ካብ’ቲ ዘርምምን ካብ ሓቂ ዝረሓቐን ወረ፡ እዚ ዝስዕብ ይርከቦ፦
1- እቲ ጋዜጣ፡ ሚኒስትሪ ዜና ብ14 ግንቦት 2018 ኣብ ዘውጸኦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ “መንግስታት ኢትዮጵያን ሱዳንን፡ ‘ንዕጡቓት ተቓውምቲ ኤርትራ’ ዝብልዎም ንምሕጋዝ ተሰማሚዖም” ንዝበሎ ብዝምልከት፡ ንሓደ ዘይሰመዮ “ምንጪ ካብ ኣዲስ- ኣበባ” ብምጥቃስ፡ ፕረዚደንት ኤርትራ፡ “ንዝኾነ ክኽሰት ዝኽእል ስግኣት ንምግጣም፡ ኣሃዱታት ዕቑር ሰራዊት ብምጽዋዕ፡ ሰራዊት ናይ ምኽታት ስጒምቲ ወሲዱ።” ክብል ዘርጊሑ።
እዚ ውጹእ ሓሶት’ዩ። ኤርትራ፡ ብዙሕ ኣገዳስነት ዘይወሃቦን ዘየጨንቕን ንንውሕ ዝበለ ዓመታት ዝቐጸለ እከይ ተግባራት ንምግጣም፡ ሰራዊት ምኽታት…

Latest Articles

ንልክዕ መረዳእታ

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ሓጺር መብርሂ ብዛዕባ ዝምድና ኤርትራን ሩስያን