January 13, 2025

ኤርትራ፡ ካብ ግዳይ
ናብ ቀላሲት ጂኦፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃ

ምሉእ ጽሑፍ

“ፍትሒ፣ ልምዓትን ጂኦፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃን፥ ኣብ
ትሕቲ ዝብል ቴማ ኣብ ዝተዳለወ መደብ ምብህሃል ዝቐረበ ወረቐት
4 – 6 መስከረም 2024 ኣስመራ፣ ኤርትራ
ሚኒስትሪ ፍትሒ

ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብጂኦፖለቲካዊ ስልቲ ገዛእቲ ሓይልታት ኣብ መበል 19 ዘመን ዝተፈጥራ ሃገራት እየን። ነዚ ዘሕዝን ታሪኽ’ዚ ምቕባሉ ኣዝዩ ኣጸጋሚ እኳ እንተዀነ፣ እቲ ሓቂ ግና ንሱ ስለ ዝዀነ ካብ ምቕባሉ ወጻኢ ካልእ ኣማራጺ የብልናን። ሕማቕ ኣጋጣሚ ኰይኑ፣ ህዝብታት ናይዚ ከባቢ ብሰንኪ ጕድለት መራሕቶምን ቅንዕና ዝጎደሎም ተመራመርቲ ታሪኽ ኢና በሃልቲ ዝመሃዝዎም ምስ ኵውንነት ዘይራኸቡ ጽውጽዋያትን፣ ከቢድ ዋጋ ከፊሉ እዩ። ንኸባቢና ሓሊዀም ካብ ዝሓዙ ተደጋገምቲ ተርእዮታት ኲና

download

Latest Articles

መበል 35 ዓመት በዓል ናጽነትን ሓርነትን ዮሃና ነዚ...

في الذكرى الـ 35 للتحرير والاستقلال التحية لهذا الشعب وذاك الجندي...

Minister Osman Saleh’s Address on the Occasion of...