April 3, 2024

ኤርትራ፡ ጕዕዞ ኣብ ተዘክሮታተይ
ብስውእ ሓርበኛ ገዲም ተጋዳላይ
ኣምባሳደር ኣሕመድ ጣህር ዑመር ባዱሪ

ኤፍረም ሃብተጽዮን
“እዚ ክቡር ዜጋ፡ ልዑል ምልከት ቋንቋ ዓረብ ዝውንን ብምንባሩ፡ ኣብዛ ብውሕሉል ዋሕዚ ትረኻ ብቋንቋ ዓረብ ጽሒፉ [ናብ ትግርኛ ዘተርጐማ] መጽሓፉ፡ ህዝቢ ኤርትራ መሰሉ ንምውሓስ ዘካየዶ ዘስደምም ገድሊ ብምንጽብራቕ፡ ዝተሰግሩ መስገደላትን ዝተጨበጡ ዓወታትን ብመልክዕ ስእሊ ከምዝረኣዩና ብምግባር ጽሒፉ፡” ይብል ኣብ መዓልቲ ፋንዋኡ ካብ ዝተነበበ፡ ንገለ ክፋል ስነ-ጽሑፋዊ ኣበርክቶ ገዲም ተጋዳላይ ኣምበሳደር ኣሕመድ ጣህር ባዱሪ ዝገልጽ ክፋል። እዛ ባዱሪ “ኤርትራ፡ ጉዕዞ ኣብ ተዘክሮታተይ” ዝብል ወይ ከኣ በቲ መበቈላዊ ስማ “ኢርትርያ ሪሕላ ፊ ኣልዚክርያት” ዝሰመያ ህብብቲ መጽሓፍ’ዚኣ፡ ሰብኣውነት ዝመልኣ፡ ናይ ሓደ ናጽነት ሃገሩ ንምድላይ ካብ ብንኡሱ ዝነቅል፡ ዝስደድ፡ ኣርሒቑ ዝስደድ፡ ዝዕለም፡ ዝስልጥን፡ ዝጋደል

download

Latest Articles

Keynote Address of Minister Fawzia Hashim at the...

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

Statement by Ambassador Sophia Tesfamariam Permanent...