June 23, 2018

ኤርትራ፣ ምድረ ባሕሪ
3
እንግሊዝ ዝኣተዎ ገዛ ካብ ምምቕቓል ኣይድሕንን (1)

1- ጥልመት መብጸዓ መግዛእቲ እንግሊዝ
ኣብ 10 ሰነ 1940፣ ፋሽሽታዊት ኢጣልያ ኲናት ኣብ ልዕሊ ብሪጣንያ፣ ፈረንሳን ሶቭየት-ሕብረትን ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ድሕሪ ምእዋጃ፣ ንጽባሒቱ ከም ግብረ-መልሲ፣ ነፈርቲ ኵናት ብሪጣንያን ንኣስመራ ደብደባ። ድሕሪ ሽድሽተ ኣዋርሕ ድማ፣ እቲ ኣብ ትሕቲ መሪሕነት ጀነራል ዊልያም ፕላት ኣብ ከባቢ ከሰላ ዓሪዱ ((Picture))ዝነበረ ሰራዊት ብሪጣንያ ናብ ውሽጢ መሬት ኤርትራ ኣተወ፣፣ ኣብ19 ጥሪ 1941 ንሰብደራትን (1) ካልእ ከባቢታትን ክቆጻጸር ከኣለ፣፣ ኣብ ከባቢ ከረን ኣብ ጥንቁላሓስ፣ ኣብ ሞንጎ ሰራዊት ኢጣልያን ብሱዳናውያንን ህንዳውያንን ዝተጠናኸረ ሰራዊት ብሪጣንያ ንኣርብዓ መዓልታት ደማዊ ኲናት ተኻየደ፣፣ ኣብ26….

Latest Articles

Men’esey May 2026

السدود والخزانات التي شيدت في ارتريا خلال سنوات الإستقلال لتخزين...

Eritrea’s Agricultural Development Over the Past 35...