July 7, 2018

ኤርትራ፣ ምድረ ባሕሪ
5
ጉዳይ ኢትዮጵያ እንተዘይኮይኑ፣
ጉዳይ ኤርትራ ዝበሃል የለን(1)።

1- ምግምማዕ ፖለቲካዊ ሰልፍታት
ፖለቲካዊ ሰልፍታት ኤርትራ ኣብ ክልተ ዓበይቲ ደምቤታት ተገማምዓ፣፣ እታ ቀዳመይቲ ብግሁድ “ምጽንባር ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ” እትጠልብ ኮይና፣ ብሰልፊ “ሕብረት” እትምራሕ ብሽም “ደምበ ኣንድነት” ተፈልጠት፣፣ እታ ካልኣይቲ ካብ ዝተፈላለያ ሰልፍታት፣ ገሊአን “ቅጽበታዊ ናጽነት” ገሊአን “ኤርትራ ንውሱን እዋን ኣብ ትሕቲ ገለ ዓበይቲ መንግስታት ብመጉዚትነት” ጸኒሓ፣ ኣብ ዝስዕብ “ናጽነት” ክትጎናጸፍ ዝጠልባ ተዋጺኣ ብ”ቀጽሪ ናጽነት” ተፈልጠት፣፣ ካብ’ዚ ብምብጋስ፣ ክልቲአን ደምበታት ምስ ኩሉ ግጭታተን፣ ነቲ ብታሕሳስ 1950 ብሕቡራት መንግስታት ዝወጸ ፈደራላዊ ብይን ኣይተቐበላኦን፣፣ ሰልፊ “ኣልራብጣ ኣል ኢስላምያ-ምብራቓዊ ጎላጉል” እንተዘይኮይኑ፣ ንፈደረሸን ዝሓተታን ዝተቐበላን ሰልፍ- ታት ኣይነበራንን፣፣ኤርትራውያን ዜጋታት፣ እንተላይ እድሪስን…

Latest Articles

Men’esey May 2026

السدود والخزانات التي شيدت في ارتريا خلال سنوات الإستقلال لتخزين...

Eritrea’s Agricultural Development Over the Past 35...