September 23, 2026

ኤርትራ ኣብ ምፍታሕ ግጭት ሱዳን
ሒዛቶ ዝጸንሐትን እዉጅን መርገጺ

ንልዕሊ ሰለስተ ዓመት ኣብ ሱዳን ዝተራእየ ኣዕናዊ ግጭት፡ ብዘይካ’ቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዘውረዶ ከቢድ መዓት፡ ንምርግጋእን ጸጥታን እዚ ከባቢ ዝጸሉ ሓደገኛ መዘዛት ፈጢሩ ይርከብ። ኣብ ዝሓለፈ ሒደት ሰሙናት፡ ንኣፈጣጥራ ናይ’ቲ ግጭት ብዝምልከት ማእለያ ዘይብሉ ግጉይ ኣተረጓጕማ ዘለዎ ጹዕጹዕ ናይ መራኸቢ ብዙሓን ትንታነታት ክንርኢ ቀኒና። ህዱእ ብዝመስል ጐስጓሳት ግና፡ ዝለዓለ ጽልዋ ንምፍጣር ብዘኽእል ብሰብ ሰርሖ ብልሒ (AI) እናተደገፉ፡ ብጫሌዳ ረብሓታት ተደሪኾም፡ ነቲ ግጭት ዘጓሃህርን ንድሕነት ህዝቢ ሱዳን ናብ ሓደጋ ከእቱ ዝኽእልን ዘመተታት ከካይዱ ጸኒሖም። ካብ’ዚ ኣሻቓሊ ምዕባለታት ብምብጋስ እምበኣር፡ ኣብ ዝሓለፈ ሚያዝያ ናይዚ ዓመት’ዚ፡ ኤርትራ፡ ንግጭት ሱዳን ኣመልኪቱ ኣብ በርሊን ንዝተጋብአ

download

Latest Articles

ኤርትራ ኣብ ምፍታሕ ግጭት ሱዳን ሒዛቶ ዝጸንሐትን...

Men’esey September 2026

መልእኽቲ ሚኒስተር ትምህርቲ ዶር. ሓሊማ መሓመድ ኣብ...